Couverture de ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ለካቲት 2026)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ለካቲት 2026)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ለካቲት 2026)

Écouter gratuitement

Voir les détails

À propos de ce contenu audio

ኣርእስታት ዜና፥ ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ መጠን ደሞዝ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኣልባኔስ እናዓበየ ይኸይድ ከም ዘሎ ገሊጹ ። ፈደራላዊ መንግስቲ ኣብ ሶርያ ካብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክወጹን ናብ ኣውስትራሊያ ክምለሱን ንዝፍትኑ ንሓደ ካብቶም 34 ኣውስትራሊያዊያን ኣንስትን ቆልዑን ጉጅለ I-S ግዝያዊ ናይ መእገዲ ትእዛዝ ሂቡ ። ኣብ ድሮ ሮመዳን ናብ ኣብ ሲድኒ ላኪምባ ዝርከብ መስጊድ ሳልሳይ መፈራርሒ ደብዳበ ብ 18 ለካቲት ተላኢኹ።
Les membres Amazon Prime bénéficient automatiquement de 2 livres audio offerts chez Audible.

Vous êtes membre Amazon Prime ?

Bénéficiez automatiquement de 2 livres audio offerts.
Bonne écoute !
    Aucun commentaire pour le moment